menu
{ "item_title" : "እ", "item_author" : [" ዮ ይስሃቅ "], "item_description" : "እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽባ ኢኻ።", "item_img_path" : "https://covers3.booksamillion.com/covers/bam/1/30/024/693/1300246936_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "39.99", "online_price" : "39.99", "our_price" : "39.99", "club_price" : "39.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4773|ዮ ይስሃቅ

እ : ተዳለኹም ኩኑ: ንክርስትያናዊ እምነት ǖ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽባ ኢኻ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9781300246930
  • ISBN-10: 1300246936
  • Publisher: Lulu.com
  • Publish Date: May 2025
  • Dimensions: 9 x 6 x 0.75 inches
  • Shipping Weight: 1.34 pounds
  • Page Count: 328

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews