menu
{ "item_title" : "ህ", "item_author" : [" ዶ. ዎርነር "], "item_description" : "እዛ ህይወት መሓመድ ዘርእስታ መጽሓፍ ሓጺር መግለጺ ታሪኽ ህይወት መሓመድ እያ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ምልእቲ ምድሪ ዓረብን መሰረት ግዝኣት ምስልምና ዘንበረ እዩ። ሲራ፡ ታሪኽ ህይወት መሓመድ ጥራይ ዘይኰነስ ዉፉይ ኣስላማይ ክነብሮ ዘለዎ ቅዱስ ምስልምናዊ ጽሑፍ ድማ እዩ። ህይወት መሓመድ መስተንክር ዛንታ እዩ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ኲሉ ምድሪ ዓረብ ዝኾነ ብድኽነት ዝዓበየ ዘኽታም እዩ። ንሱ ሓድሽ ሃይማኖት፡ ሓድሽ ኣገባባታት፡ ሓድሽ ቅዲ ውግእ፡ ሓድሽ ፖለቲካውን ሕጋውን ስርዓት ማለት ሽርዕያ ፈጠረ። መሓመድ ናይ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ተዋጋኣይ እዩ ነይሩ። ሕጂ ብስም ቄሳር ወይ ናፖልዮን ወይ'ውን ካልእ ወትሃደራዊ መራሕ ዝካየድ ውግእ የልቦን። ብስም መሓመድ ዝሞቱ ሰባት ግና ነፍስ ወከፍ ዓመት ኣለዉ። ድሕሪ 1400 ዓመታት ምስልምና ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ንላዕሊ ዝያዳ ሓያል ኣሎ። መሓመድ፡ ሓደ መዓልቲ ኲላ ዓለም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ሕጉ ክትንብርከኽ ምዃና ይነግር። ንምስልምና ክንርዳእ፡ ህይወት መሓመድ ክንፈልጥ ኣሎና። ኲሉ ኣስላማይ ልክዕ ከም ናይ መሓመድ ህይወት ክነብር ዝደሊ እዩ። ኲሉ ቓላቱን ተግባሩን ኣስላማይ ንምዃን ፍጹም መርኣያ እዩ። ኲሉ ኣስላማይ መሓመዳዊ እዩ። ሃይማኖት ምስልምና፡ ንኣላህ ምምላኽ ጥራይ ዘይኰነስ ልክዕ ከምታ መሓመድ ንኣላህ ገይሩ ዘምለኾ ጌርካ ምምላኽ እዩ። ህይወት መሓመድ፡ ማለት ሲራ ፍልይቲ መጽሓፍ እያ። ሓጺርን ንጹርን መቐረት ምስልምና እትህብ ምሉእ ብምሉእ እተተኣማምን እያ። ስርዓት መወከሲኣ ንኹሉ ተጠቒሱ ዘሎ ሓበሬታ ከተረጋጋጽ ዝሕግዝ እዩ።", "item_img_path" : "https://covers3.booksamillion.com/covers/bam/1/67/801/355/1678013552_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "29.99", "online_price" : "29.99", "our_price" : "29.99", "club_price" : "29.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4613|ዶ. ዎርነር

ህ : ይወት መሓመድ: ሲራ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

እዛ ህይወት መሓመድ ዘርእስታ መጽሓፍ ሓጺር መግለጺ ታሪኽ ህይወት መሓመድ እያ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ምልእቲ ምድሪ ዓረብን መሰረት ግዝኣት ምስልምና ዘንበረ እዩ። ሲራ፡ ታሪኽ ህይወት መሓመድ ጥራይ ዘይኰነስ ዉፉይ ኣስላማይ ክነብሮ ዘለዎ ቅዱስ ምስልምናዊ ጽሑፍ ድማ እዩ። ህይወት መሓመድ መስተንክር ዛንታ እዩ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ኲሉ ምድሪ ዓረብ ዝኾነ ብድኽነት ዝዓበየ ዘኽታም እዩ። ንሱ ሓድሽ ሃይማኖት፡ ሓድሽ ኣገባባታት፡ ሓድሽ ቅዲ ውግእ፡ ሓድሽ ፖለቲካውን ሕጋውን ስርዓት ማለት ሽርዕያ ፈጠረ። መሓመድ ናይ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ተዋጋኣይ እዩ ነይሩ። ሕጂ ብስም ቄሳር ወይ ናፖልዮን ወይ'ውን ካልእ ወትሃደራዊ መራሕ ዝካየድ ውግእ የልቦን። ብስም መሓመድ ዝሞቱ ሰባት ግና ነፍስ ወከፍ ዓመት ኣለዉ። ድሕሪ 1400 ዓመታት ምስልምና ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ንላዕሊ ዝያዳ ሓያል ኣሎ። መሓመድ፡ ሓደ መዓልቲ ኲላ ዓለም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ሕጉ ክትንብርከኽ ምዃና ይነግር። ንምስልምና ክንርዳእ፡ ህይወት መሓመድ ክንፈልጥ ኣሎና። ኲሉ ኣስላማይ ልክዕ ከም ናይ መሓመድ ህይወት ክነብር ዝደሊ እዩ። ኲሉ ቓላቱን ተግባሩን ኣስላማይ ንምዃን ፍጹም መርኣያ እዩ። ኲሉ ኣስላማይ መሓመዳዊ እዩ። ሃይማኖት ምስልምና፡ ንኣላህ ምምላኽ ጥራይ ዘይኰነስ ልክዕ ከምታ መሓመድ ንኣላህ ገይሩ ዘምለኾ ጌርካ ምምላኽ እዩ። ህይወት መሓመድ፡ ማለት ሲራ ፍልይቲ መጽሓፍ እያ። ሓጺርን ንጹርን መቐረት ምስልምና እትህብ ምሉእ ብምሉእ እተተኣማምን እያ። ስርዓት መወከሲኣ ንኹሉ ተጠቒሱ ዘሎ ሓበሬታ ከተረጋጋጽ ዝሕግዝ እዩ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9781678013554
  • ISBN-10: 1678013552
  • Publisher: Lulu.com
  • Publish Date: May 2022
  • Dimensions: 9 x 6 x 0.27 inches
  • Shipping Weight: 0.39 pounds
  • Page Count: 114

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews