menu
{ "item_title" : "ጽ", "item_author" : [" Kiflom Michael "], "item_description" : "እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕንክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያትግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነትሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናትከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉንክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና ናይንባብ ልምዲ ንከጥርዩ፡ ክንጽዕተሎምን ባይታ ከነጣጥሓሎምንሓላፍነትና ኢዩ።", "item_img_path" : "https://covers4.booksamillion.com/covers/bam/1/08/790/532/108790532X_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "14.99", "online_price" : "14.99", "our_price" : "14.99", "club_price" : "14.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4925|Kiflom Michael

ጽ : ውጽዋይ ንህጻናት

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡ

ህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮ

ህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕን

ክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።

ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያት

ግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስ

ያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነት

ሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።

ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናት

ከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍ

ዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉን

ክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።

ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና ናይ

ንባብ ልምዲ ንከጥርዩ፡ ክንጽዕተሎምን ባይታ ከነጣጥሓሎምን

ሓላፍነትና ኢዩ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9781087905327
  • ISBN-10: 108790532X
  • Publisher: Denden, LLC
  • Publish Date: August 2021
  • Dimensions: 8.27 x 5.83 x 0.25 inches
  • Shipping Weight: 0.35 pounds
  • Page Count: 92
  • Reading Level: Ages 0-12

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews