menu
{ "item_title" : "ሓ", "item_author" : ["  ፓውሶን Pawson "], "item_description" : "ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ?ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር። ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ 'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ። ", "item_img_path" : "https://covers2.booksamillion.com/covers/bam/1/91/347/282/1913472825_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "13.99", "online_price" : "13.99", "our_price" : "13.99", "club_price" : "13.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4627| ፓውሶን Pawson

ሓ : ንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ፧ - ONCE SAVED, ALWAY

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ?


ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር።


ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ 'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9781913472825
  • ISBN-10: 1913472825
  • Publisher: Anchor Recordings Ltd
  • Publish Date: April 2024
  • Dimensions: 8 x 5.25 x 0.49 inches
  • Shipping Weight: 0.54 pounds
  • Page Count: 234

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews