{
"item_title" : "ዕ",
"item_author" : [" Shalom Ministries "],
"item_description" : "ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም'ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧ (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።",
"item_img_path" : "https://covers1.booksamillion.com/covers/bam/1/71/680/656/1716806569_b.jpg",
"price_data" : {
"retail_price" : "10.00", "online_price" : "10.00", "our_price" : "10.00", "club_price" : "10.00", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : ""
}
}
ዕ : ዉት ህይወት
Overview
ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም'ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ "ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧" (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር "ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ" (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።
This item is Non-Returnable
Customers Also Bought
Details
- ISBN-13: 9781716806568
- ISBN-10: 1716806569
- Publisher: Lulu.com
- Publish Date: September 2019
- Dimensions: 8.5 x 5.5 x 0.25 inches
- Shipping Weight: 0.32 pounds
- Page Count: 118
Related Categories
