menu
{ "item_title" : "ዘ", "item_author" : [" ተስፋማርǤ "], "item_description" : "እቲ ክጅምሮ ከሎ ከምኡ ዝመስሎ ዘይነበረ ዝሓለፈ ናይ ፍቅሪ ተመኩሮኡ፡ ኣብ ህይወቱ ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ኣለዒሉ'ዩ ራሕሪሕዎ። ደጊሙ ፍቅሪ ክጅምር እንተኮይኑ ብ'ዝቀደመ ኣይኽፋእ ተሰሪሑ ዝፍንጣሕ ዘይኮነ፡ ናይ ግድን ሓቀኛ ዘልኣለማዊ ፍቅሪ ክኾነሉ'ዩ ትምኒቱ። ምስ ሳሮን ትምኢልካ 'እንተቀዶ ቀዶ እንተዘይቀዶ ሕንጣጦ' ዓይነት ኣካይዳ ክኸይድ ድላዩ ኣይነበረ፡፡ ኣብ መፈጸምትኡ ዘይበጽሕ ኣቋሲልካ ዝግደፍ ፍቅሪ ምርጭኡ ኣይኮነን። ቃንዛ ምፍልላይ ክምለሶ ፈጺሙ ኣደልዮን፡፡ ጀሚርካ ዝቋረጽ፡ ኣደዳ ዝኽርን ትኻዘን ጌሩ ሰላምካ ዝዘርግ ፍቅሪ ክጅምሮ'ውን ኣይደልይን'ዩ፡፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጥራይ! ህሉውን ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ዝየቀምጥን እንተ ኮይኑ፡ ባህጉ ንሱ'ዩ፡፡", "item_img_path" : "https://covers3.booksamillion.com/covers/bam/9/99/486/427/9994864270_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "19.99", "online_price" : "19.99", "our_price" : "19.99", "club_price" : "19.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4824|ተስፋማርǤ

ዘ : ይሃሰሰ ፍቅሪ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

እቲ ክጅምሮ ከሎ ከምኡ ዝመስሎ ዘይነበረ ዝሓለፈ ናይ ፍቅሪ ተመኩሮኡ፡ ኣብ ህይወቱ ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ኣለዒሉ'ዩ ራሕሪሕዎ። ደጊሙ ፍቅሪ ክጅምር እንተኮይኑ ብ'ዝቀደመ ኣይኽፋእ ተሰሪሑ ዝፍንጣሕ ዘይኮነ፡ ናይ ግድን ሓቀኛ ዘልኣለማዊ ፍቅሪ ክኾነሉ'ዩ ትምኒቱ። ምስ ሳሮን ትምኢልካ 'እንተቀዶ ቀዶ እንተዘይቀዶ ሕንጣጦ' ዓይነት ኣካይዳ ክኸይድ ድላዩ ኣይነበረ፡፡ ኣብ መፈጸምትኡ ዘይበጽሕ ኣቋሲልካ ዝግደፍ ፍቅሪ ምርጭኡ ኣይኮነን። ቃንዛ ምፍልላይ ክምለሶ ፈጺሙ ኣደልዮን፡፡ ጀሚርካ ዝቋረጽ፡ ኣደዳ ዝኽርን ትኻዘን ጌሩ ሰላምካ ዝዘርግ ፍቅሪ ክጅምሮ'ውን ኣይደልይን'ዩ፡፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጥራይ! ህሉውን ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ዝየቀምጥን እንተ ኮይኑ፡ ባህጉ ንሱ'ዩ፡፡

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9789994864270
  • ISBN-10: 9994864270
  • Publisher: Publisher
  • Publish Date: June 2023
  • Dimensions: 8.5 x 5.5 x 0.49 inches
  • Shipping Weight: 0.47 pounds
  • Page Count: 180

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews