menu
{ "item_title" : "ጽ", "item_author" : [" ኤዞ ኤዞፕ", "ሳይሞ ሙሴ", "ይ መንግስ "], "item_description" : "ኤዞፕ ካብ ከባቢ 620 ክሳብ 564 ቅ.ል.ክ (ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ)፡ ቅድሚ ኣስታት 2500 ዓመታት ኣቢሉ መአርታ ከም ባርያ ደሓር ግን ብውሕልነት ዘረቡኡን ብልሑን ናጽነቱ ዝረኸበን፡ ኣማኻሪ ነገስታትን ከተማ-መንግስታትን ክኸውን ዝበቅዐ፡ ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝነበሮ ግሪኻዊ ተራኺ ጽውጽዋያትን እዩ ኔሩ ዝበሃል። ካብ ጥንታዊ መጽሓቲ ከም እንረኽቦ፡ ደጋዊ ምስሊ ኤዞፕ ከብዳም፡ ድንኪ፡ ደፍጫጭ ዝኣፍንጭኡ፡ ብሓፈሻ ንክትሪኦ ባህ ዘየብል ሰብ ምንባሩ ይዝንቶ፡፡ ብኤዞፕ ዝተጻሕፈ ስኑዳት መጽሓፍቲ እዃ እንተዘየለዉ፡ ብጽውጽዋያት ኤዞፕ ዝፍለጡ ብዙሓት ጽውጽዋያት ግን ኣብ ዝሓለፈ ዘመናት ብብዙሓት ቛንቛታት ተዘንቲዮምን ክሳብ ሎሚ እውን ይዝንተዉ ኣለዉ። ብዙሓት ካብ ጽውጽዋያት ኤዞፕ ንናይ ሰብ ዝመስል ገጸ ባህሪያት ዘለዎም እንስሳታትን ሂወት ዘይብሎም ነገራትን ዝልለዩን እዮም።", "item_img_path" : "https://covers1.booksamillion.com/covers/bam/9/99/486/434/9994864343_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "18.99", "online_price" : "18.99", "our_price" : "18.99", "club_price" : "18.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4925|ኤዞ ኤዞፕ

ጽ : ውጽዋያት ኤዞፕ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

ኤዞፕ ካብ ከባቢ 620 ክሳብ 564 ቅ.ል.ክ (ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ)፡ ቅድሚ ኣስታት 2500 ዓመታት ኣቢሉ መአርታ ከም ባርያ ደሓር ግን ብውሕልነት ዘረቡኡን ብልሑን ናጽነቱ ዝረኸበን፡ ኣማኻሪ ነገስታትን ከተማ-መንግስታትን ክኸውን ዝበቅዐ፡ ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝነበሮ ግሪኻዊ ተራኺ ጽውጽዋያትን እዩ ኔሩ ዝበሃል። ካብ ጥንታዊ መጽሓቲ ከም እንረኽቦ፡ ደጋዊ ምስሊ ኤዞፕ ከብዳም፡ ድንኪ፡ ደፍጫጭ ዝኣፍንጭኡ፡ ብሓፈሻ ንክትሪኦ ባህ ዘየብል ሰብ ምንባሩ ይዝንቶ፡፡ ብኤዞፕ ዝተጻሕፈ ስኑዳት መጽሓፍቲ እዃ እንተዘየለዉ፡ ብጽውጽዋያት ኤዞፕ ዝፍለጡ ብዙሓት ጽውጽዋያት ግን ኣብ ዝሓለፈ ዘመናት ብብዙሓት ቛንቛታት ተዘንቲዮምን ክሳብ ሎሚ እውን ይዝንተዉ ኣለዉ። ብዙሓት ካብ ጽውጽዋያት ኤዞፕ ንናይ ሰብ ዝመስል ገጸ ባህሪያት ዘለዎም እንስሳታትን ሂወት ዘይብሎም ነገራትን ዝልለዩን እዮም።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9789994864348
  • ISBN-10: 9994864343
  • Publisher: Publisher
  • Publish Date: August 2023
  • Dimensions: 8.5 x 5.5 x 0.09 inches
  • Shipping Weight: 0.14 pounds
  • Page Count: 44

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews