menu
{ "item_title" : "ፍ", "item_author" : [" ኣታኽ ነጋ "], "item_description" : "እዛ መፅሓፍ ከስሕቕ ኢለ ጥራሕ ኣይኮንኩን ፅሒፈያ። ንሕድሕድ ሰብ ምስ ዝፈጠሮ ፈጣሪ ዘለዎ ስውርን ዝገርም መንፈሳዊ ርክብ መሲጡኒ ውን እየ ፅሒፈያ። ሓይሊ ጥበብ ፈጢራ ነብሲ ወከፍ ህይወትናን ዝፈጠረናን (ዋና ደራሲና) እንተሪእናላ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን። ዝተፈጠርኩሉ ዕላማ እየ ገይረ። ቕርፂ እቲ መፅሓፍ መድብል ሓፂር ልቢ ወለድ ክበሃል ይከኣል። ነዊሕ ልቢ ወለድ'ውን ከብሎ ዝኽእል ምትእስሳር ታሪኽ ኣለዎ። 'መስ-ሓቂታት' ዝበልኩሉ ምኽንያት እቶም ሓፀርቲ ልቢ ወለዳት ኮሚክ (Humor) ዓይነት ስነ-ፅሑፍ ብምዃኖም እቲ ሓደ እዩ። እቲ ካልኣይ ድማ ከስሕቑ ጥራሕ ከይኮነስ መረርቲ ሓቅታት ከም መስመስታ 'መስ' ዘብሉ ብምዃኖም'ውን እዩ መስ ኢለ ሰረዝ (-) ብምጥቃም ሓቅታት ኢለ ንኽልቲኡ ክጠምረለይ ብዝኽእል 'መስ-ሓቂታት' ክብሎ ዝመረፅኩ። ኣብ ኣቀማምጣ ቃላትን ሓረጋትን እትረኽብዎም ዘረባዊ ኣገላልጻታት ካብዚ ከምዚ ዝበለ ባህሪ ናይቲ መጽሓፍ ብዝብገስ ዝተቐመጡ እዮም። ቅዲ (ቴክኒክ) ኣፀሓሕፋይ ካብ ሕጊ ተፈጥሮ እየ ወሲደ ተጠቒመሉ። ፈጣሪ ብኣምሳሉ ንዓና (ንኩሉ ፍጡር) ቕልጢፍና ኾነ ደንጒና ንንቀሓሉ ኣይንንቀሓሉ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ፈጢሩና ኣሎ። ክፉእ (ሓዊ) ንምረፅ ቕዱስ (ማይ) ባዕልና ክንመርፅ ድማ ናጽነትና ነዓና ሂቡ ፈጢሩና። ምስኡ ንራኸበሉ ረቂቕ ጥበብ ብስውር ኣቕሚጡ ብግዚኡ ፅቡቕ ገይሩ ሰሪሑ ሚስጢሩ ጥበበኛ ኮይንና ክንረኽቦ መንፈሳዊ ጥበብ ኣቕሚጡልና። ኣነ'ውን ዝገበርኩዎ 'ዚ እዩ። ብኣምሳለይ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ሓደ ገፀ ባህሪ ፈጢረ። ክፉእን ፅቡቕን ባዕሉ ዝመርፀሉ ነፃነቱ ድማ ሂበዮ ። ስለዚ ኣነ ብኣምሳለይ (ብኣምሳልኩም) ዝፈጠርኩዎ ሙሴ (ወድብርነሽ) ገፀ ባህሪ ኣነን ንስኻትኩምን ኢና ማለት እዩ። ዘይተፈጠረ ፈጣሪና ምሳና ዝህልዎ ስውር ርክብ ኣነ ደራሲ ንዝፈጠርኩዎ ገፀ-ሰብ ዝገብሮ ርክብ ዘርኢ እዩ። ብምዃኑ'ውን ፈጣሪ (ደራሲና) ናይ ነብሲ ወከፍና ስቓይን ሕማምን &#4776", "item_img_path" : "https://covers2.booksamillion.com/covers/bam/9/79/822/435/9798224355877_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "30.34", "online_price" : "30.34", "our_price" : "30.34", "club_price" : "30.34", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4941|ኣታኽ ነጋ

ፍ : ቕሪ'ቲ ደራሲ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

እዛ መፅሓፍ ከስሕቕ ኢለ ጥራሕ ኣይኮንኩን ፅሒፈያ። ንሕድሕድ ሰብ ምስ ዝፈጠሮ ፈጣሪ ዘለዎ ስውርን ዝገርም መንፈሳዊ ርክብ መሲጡኒ ውን እየ ፅሒፈያ። ሓይሊ ጥበብ ፈጢራ ነብሲ ወከፍ ህይወትናን ዝፈጠረናን (ዋና ደራሲና) እንተሪእናላ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን። ዝተፈጠርኩሉ ዕላማ እየ ገይረ። ቕርፂ እቲ መፅሓፍ መድብል ሓፂር ልቢ ወለድ ክበሃል ይከኣል። ነዊሕ ልቢ ወለድ'ውን ከብሎ ዝኽእል ምትእስሳር ታሪኽ ኣለዎ። 'መስ-ሓቂታት' ዝበልኩሉ ምኽንያት እቶም ሓፀርቲ ልቢ ወለዳት ኮሚክ (Humor) ዓይነት ስነ-ፅሑፍ ብምዃኖም እቲ ሓደ እዩ። እቲ ካልኣይ ድማ ከስሕቑ ጥራሕ ከይኮነስ መረርቲ ሓቅታት ከም መስመስታ 'መስ' ዘብሉ ብምዃኖም'ውን እዩ መስ ኢለ ሰረዝ (-) ብምጥቃም ሓቅታት ኢለ ንኽልቲኡ ክጠምረለይ ብዝኽእል 'መስ-ሓቂታት' ክብሎ ዝመረፅኩ። ኣብ ኣቀማምጣ ቃላትን ሓረጋትን እትረኽብዎም "ዘረባዊ" ኣገላልጻታት ካብዚ ከምዚ ዝበለ ባህሪ ናይቲ መጽሓፍ ብዝብገስ ዝተቐመጡ እዮም። ቅዲ (ቴክኒክ) ኣፀሓሕፋይ ካብ ሕጊ ተፈጥሮ እየ ወሲደ ተጠቒመሉ። ፈጣሪ ብኣምሳሉ ንዓና (ንኩሉ ፍጡር) ቕልጢፍና ኾነ ደንጒና ንንቀሓሉ ኣይንንቀሓሉ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ፈጢሩና ኣሎ። ክፉእ (ሓዊ) ንምረፅ ቕዱስ (ማይ) ባዕልና ክንመርፅ ድማ ናጽነትና ነዓና ሂቡ ፈጢሩና። ምስኡ ንራኸበሉ ረቂቕ ጥበብ ብስውር ኣቕሚጡ ብግዚኡ ፅቡቕ ገይሩ ሰሪሑ ሚስጢሩ ጥበበኛ ኮይንና ክንረኽቦ መንፈሳዊ ጥበብ ኣቕሚጡልና። ኣነ'ውን ዝገበርኩዎ 'ዚ እዩ። ብኣምሳለይ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ሓደ ገፀ ባህሪ ፈጢረ። ክፉእን ፅቡቕን ባዕሉ ዝመርፀሉ ነፃነቱ ድማ ሂበዮ ። ስለዚ ኣነ ብኣምሳለይ (ብኣምሳልኩም) ዝፈጠርኩዎ ሙሴ (ወድብርነሽ) ገፀ ባህሪ ኣነን ንስኻትኩምን ኢና ማለት እዩ። ዘይተፈጠረ ፈጣሪና ምሳና ዝህልዎ ስውር ርክብ ኣነ ደራሲ ንዝፈጠርኩዎ ገፀ-ሰብ ዝገብሮ ርክብ ዘርኢ እዩ። ብምዃኑ'ውን ፈጣሪ (ደራሲና) ናይ ነብሲ ወከፍና ስቓይን ሕማምን &#4776

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9798224355877
  • ISBN-10: 9798224355877
  • Publisher: Daniel Muzey
  • Publish Date: March 2024
  • Dimensions: 9 x 6 x 0.65 inches
  • Shipping Weight: 0.92 pounds
  • Page Count: 310

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews