menu
{ "item_title" : "ዝ", "item_author" : [" ኣማ መረሳ "], "item_description" : "ኣንቅዶ ፀሓፊ ተጋሩ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ብዘይ ምቁራፅ እንኸፍሎ ዘለና ረዚን መስዋእትነት ምእንተ ምንታይ እዚ ኩሉ? ዝብል ሕቶ ኣብ ርእሰይ ምምልላስ ካብ ዘዘውትር እንተነኣሰ ዓማውቲ ኣሕሊፉ። ሕዝ'ውን ግን እቲ ሕቶ ኣብ ሕልናይ ደጊሙ ደጋጊሙ ስለዝመፅእ፤ ንምታይ እዚ ኩሉ መስዋእትነት? ካበይ ዝነቅል እዩ? ዓለምን ከባቢናን ስለዝፀልኡና ድዩ? ወይስ ጎረባብትና ሕሱማት ስለዝኾኑ? ወይስ ውሽጥና ዝተሓባእናሉ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ፀገም እዩ? ነዞም ኣብ ላዕላይ ዘልዓልኩዎም ሕቶታት ንምምላስ እንትሓስብ እንተለኹ፤ ካብ ንደገ ምጥማት እቲ ነዚ ኩሉ መስዋእትነት ዘኽፍለና ዘሎ ፀገም ኣብ ውሽጥና ምድላይ መሪፀ። ኣብዚ ፅሑፈይ ክንዲ ዓቕመይ ዝፈቐዶ ኣተኲረ ክርእዮ ዝፈተንኩ፤ ማሕበራዊ ቅርፅና፣ ባህልና፣ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባታትናን ልምድናን እዩ። ክንዲ ዝከኣል እውን ካብ ኣብ ትማሊ ወይ ድማ ኣብ ታሪኽ ምትኳር ኣብ መፃኢ ህይወትና ዘመላኽትን ብውልቀይ ድማ ትግራይ ክትህነፀሉ ዝደልዩ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ከርኢ ዘኽእል መልእኽቲ ኩሉ ትግራዋይ ክርዳኣኒ ይኽእል እዩ ኢለ ብዝኸኣልኩዎ መጠን ከሕልፍ ፈቲነ ኣለኹ። ትግራይ፤ ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ህዝብታት ዝተፈለየ ፀገም ኣየጋጠማን። ልክዕ ነቶም ብዙሓት ብፈተና ዝሓለፉን ዝሓልፉ ዘለውን፣ ንባዕሎም ክከላኸሉ ዓቕሚ ኣጥርዮም፣ ትካላት ሃኒፆምን ተቓሊሶምን ሃለዋቶም ዘረጋገፁ ጠንካራን ሕቡናትን ህዝብታት፤ ወይ ድማ መስዋእትነቶምን ተጋድሎታቶምን ንበለል እናሕለፉ ዝጠፍኡ ህዝብታት ናይ ምዃን ዕድል ዝገጠመን ሓንቲ እያ።", "item_img_path" : "https://covers1.booksamillion.com/covers/bam/9/79/822/440/9798224406944_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "25.50", "online_price" : "25.50", "our_price" : "25.50", "club_price" : "25.50", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4829|ኣማ መረሳ

ዝ : ብህጋ ትግራይ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

ኣንቅዶ ፀሓፊ ተጋሩ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ብዘይ ምቁራፅ እንኸፍሎ ዘለና ረዚን መስዋእትነት "ምእንተ ምንታይ እዚ ኩሉ?" ዝብል ሕቶ ኣብ ርእሰይ ምምልላስ ካብ ዘዘውትር እንተነኣሰ ዓማውቲ ኣሕሊፉ። ሕዝ'ውን ግን እቲ ሕቶ ኣብ ሕልናይ ደጊሙ ደጋጊሙ ስለዝመፅእ፤ ንምታይ እዚ ኩሉ መስዋእትነት? ካበይ ዝነቅል እዩ? ዓለምን ከባቢናን ስለዝፀልኡና ድዩ? ወይስ ጎረባብትና ሕሱማት ስለዝኾኑ? ወይስ ውሽጥና ዝተሓባእናሉ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ፀገም እዩ? ነዞም ኣብ ላዕላይ ዘልዓልኩዎም ሕቶታት ንምምላስ እንትሓስብ እንተለኹ፤ ካብ ንደገ ምጥማት እቲ ነዚ ኩሉ መስዋእትነት ዘኽፍለና ዘሎ ፀገም ኣብ ውሽጥና ምድላይ መሪፀ። ኣብዚ ፅሑፈይ ክንዲ ዓቕመይ ዝፈቐዶ ኣተኲረ ክርእዮ ዝፈተንኩ፤ ማሕበራዊ ቅርፅና፣ ባህልና፣ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባታትናን ልምድናን እዩ። ክንዲ ዝከኣል እውን ካብ ኣብ ትማሊ ወይ ድማ ኣብ ታሪኽ ምትኳር ኣብ መፃኢ ህይወትና ዘመላኽትን ብውልቀይ ድማ ትግራይ ክትህነፀሉ ዝደልዩ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ከርኢ ዘኽእል መልእኽቲ ኩሉ ትግራዋይ ክርዳኣኒ ይኽእል እዩ ኢለ ብዝኸኣልኩዎ መጠን ከሕልፍ ፈቲነ ኣለኹ። ትግራይ፤ ኣብ ዓለም ካብ ዘለው ህዝብታት ዝተፈለየ ፀገም ኣየጋጠማን። ልክዕ ነቶም ብዙሓት ብፈተና ዝሓለፉን ዝሓልፉ ዘለውን፣ ንባዕሎም ክከላኸሉ ዓቕሚ ኣጥርዮም፣ ትካላት ሃኒፆምን ተቓሊሶምን ሃለዋቶም ዘረጋገፁ ጠንካራን ሕቡናትን ህዝብታት፤ ወይ ድማ መስዋእትነቶምን ተጋድሎታቶምን ንበለል እናሕለፉ ዝጠፍኡ ህዝብታት ናይ ምዃን ዕድል ዝገጠመን ሓንቲ እያ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9798224406944
  • ISBN-10: 9798224406944
  • Publisher: Daniel Muzey
  • Publish Date: April 2024
  • Dimensions: 9 x 6 x 0.35 inches
  • Shipping Weight: 0.51 pounds
  • Page Count: 166

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews