menu
{ "item_title" : "ም", "item_author" : [" Ahferom Tewelde", "Rita Berhane", "Mebrahtu Tekle "], "item_description" : "ምስላ፡ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ቋንቋታት ዓለም ከም ግምጃ ኣፋዊ ያታታትንስነ ጽሑፍን፡ ኣብ ዘመናት ዝማዕበለን ዝተዘውተረን ኣገዳሲ ባህላዊ ውርሻስለ ዝኾነ፡ ከም ላቔባ ብወዝቢ ዝመጽእ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ምስላ፡ሰብኣዊ ቋንቋታት ብባህሪኡ ከም ስውያን ባህላዊ ውርሻን ዘማዕብሎንልዑል ክብሪ ሂቡ ዘዘውትሮን ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ዘይንጸል ህያው ኣካል ባህልንብህለትን ምዃኑ የረጋግጽ። ኣብ ኩሉ ቋንቋታት፡ ምስላ ከም ባህላዊ ብሂልመሰረታዊ ተመሳሳልነት ስለ ዘለዎ፡ ካብ ቋንቋ ናብ ቋንቋ ንታሪኽን ባህልንኣከባብን ዘንጸባርቕ ናይ ኣቀራርባን ተምሳሌትን ፍልልያት'ኳ እንተለዎ፡በበይኑ ልብሲ ተኸዲኑ ሓባራዊ መልእኽቲ ስለ ዘመሓላልፍ፡ ብትሕዝቶኡንመልክዑን ተመሳሳሊ እዩ። ስለዚ ከኣ'ዩ ትርጉምን መልእኽትን ምስላ፡ ዶብባህልታትን ቋንቋታትን ሰጊሩ ከስተጋብእን ተቐባልነት ክረክብን ዘይጽገም።ምስላ፡ ተመክሮን ምህሮን ህይወት ተሰሪቡ ብጥበብ ዝግለጸሉ ኣዝዩሓጺርን ተዘካርን ዕንቊታት ልቦናን ማዕዳን ዝሓዘለ ብሂላት እዩ። እዚማለት፡ ምስላ፡ ንልቦና፡ ፍትሒ፡ ጻዕሪ፡ ዓመጽ፡ ስስዐ፡ ቅንዕና፡ ሕያውነት፡ወዘተ ዝኣመሰለ ኣድማሳዊ ቴማታት ዝምልከት፡ ብግዜ ከይበለየ ዘስተንትን፡ዘለዓዕል፡ ዝምዕድ መልእኽቲ ሓዚሉ፡ ብውሕሉል፡ ክንየው ፊደላዊ ትርጉሙስውጠት ህይወት ዝጾረ ዓሚቚ ሓሳባት ዝገልጽ፡ ውቁብን ኣንጸባራቕንሓረግ እዩ። ከም'ቲ ሓደ ደራሲ ዝበሎ፡ ምስላ፡ ነዊሕ ተመክሮ ዝወልዶውሑድ ዝተመርጸ ቃላት ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ንዝማዕበለንዝተዋህለለን ሓባራዊ ክብርታትን ትዕዝብትታትን፡ ማለት፡ ሓባራዊ ሰብኣዊሓቅታት፡ ንምስምዑ ባህ ብዘብል ሓጺርን ውሕሉልን ሓረጋት ስለ ዝገልጽ፡ኣብ ሰብኣዊ ብህለት ከም ጸዋሪ ልቦናን ማዕዳን ዕዙዝ ተራ ኣለዎ። ኣብርእሲ'ዚ ምስላ መብዛሕትኡ ግዜ፡ ብዝተመርጸ ሒደት ቃላት ረምታንሳምራን ብዘድሂ ቅንያታዊ መልክዕ ስለ ዝቐርብ፡ ጥበባዊ ጽባቐኡ መሳጢይገብሮ።", "item_img_path" : "https://covers4.booksamillion.com/covers/bam/9/99/480/185/9994801856_b.jpg", "price_data" : { "retail_price" : "25.00", "online_price" : "25.00", "our_price" : "25.00", "club_price" : "25.00", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : "" } }
&#4637|Ahferom Tewelde

ም : ሩጽ ምስላታት ኤርትራ

local_shippingShip to Me
In Stock.
FREE Shipping for Club Members help

Overview

ምስላ፡ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ቋንቋታት ዓለም ከም ግምጃ ኣፋዊ ያታታትን

ስነ ጽሑፍን፡ ኣብ ዘመናት ዝማዕበለን ዝተዘውተረን ኣገዳሲ ባህላዊ ውርሻ

ስለ ዝኾነ፡ ከም ላቔባ ብወዝቢ ዝመጽእ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ምስላ፡

ሰብኣዊ ቋንቋታት ብባህሪኡ ከም ስውያን ባህላዊ ውርሻን ዘማዕብሎን

ልዑል ክብሪ ሂቡ ዘዘውትሮን ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ዘይንጸል ህያው ኣካል ባህልን

ብህለትን ምዃኑ የረጋግጽ። ኣብ ኩሉ ቋንቋታት፡ ምስላ ከም ባህላዊ ብሂል

መሰረታዊ ተመሳሳልነት ስለ ዘለዎ፡ ካብ ቋንቋ ናብ ቋንቋ ንታሪኽን ባህልን

ኣከባብን ዘንጸባርቕ ናይ ኣቀራርባን ተምሳሌትን ፍልልያት'ኳ እንተለዎ፡

በበይኑ ልብሲ ተኸዲኑ ሓባራዊ መልእኽቲ ስለ ዘመሓላልፍ፡ ብትሕዝቶኡን

መልክዑን ተመሳሳሊ እዩ። ስለዚ ከኣ'ዩ ትርጉምን መልእኽትን ምስላ፡ ዶብ

ባህልታትን ቋንቋታትን ሰጊሩ ከስተጋብእን ተቐባልነት ክረክብን ዘይጽገም።

ምስላ፡ ተመክሮን ምህሮን ህይወት ተሰሪቡ ብጥበብ ዝግለጸሉ ኣዝዩ

ሓጺርን ተዘካርን ዕንቊታት ልቦናን ማዕዳን ዝሓዘለ ብሂላት እዩ። እዚ

ማለት፡ ምስላ፡ ንልቦና፡ ፍትሒ፡ ጻዕሪ፡ ዓመጽ፡ ስስዐ፡ ቅንዕና፡ ሕያውነት፡

ወዘተ ዝኣመሰለ ኣድማሳዊ ቴማታት ዝምልከት፡ ብግዜ ከይበለየ ዘስተንትን፡

ዘለዓዕል፡ ዝምዕድ መልእኽቲ ሓዚሉ፡ ብውሕሉል፡ ክንየው ፊደላዊ ትርጉሙ

ስውጠት ህይወት ዝጾረ ዓሚቚ ሓሳባት ዝገልጽ፡ ውቁብን ኣንጸባራቕን

ሓረግ እዩ። ከም'ቲ ሓደ ደራሲ ዝበሎ፡ ምስላ፡ ነዊሕ ተመክሮ ዝወልዶ

ውሑድ ዝተመርጸ ቃላት ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ንዝማዕበለን

ዝተዋህለለን ሓባራዊ ክብርታትን ትዕዝብትታትን፡ ማለት፡ ሓባራዊ ሰብኣዊ

ሓቅታት፡ ንምስምዑ ባህ ብዘብል ሓጺርን ውሕሉልን ሓረጋት ስለ ዝገልጽ፡

ኣብ ሰብኣዊ ብህለት ከም ጸዋሪ ልቦናን ማዕዳን ዕዙዝ ተራ ኣለዎ። ኣብ

ርእሲ'ዚ ምስላ መብዛሕትኡ ግዜ፡ ብዝተመርጸ ሒደት ቃላት ረምታን

ሳምራን ብዘድሂ ቅንያታዊ መልክዕ ስለ ዝቐርብ፡ ጥበባዊ ጽባቐኡ መሳጢ

ይገብሮ።

This item is Non-Returnable

Details

  • ISBN-13: 9789994801855
  • ISBN-10: 9994801856
  • Publisher: Hdri Publishing
  • Publish Date: December 2025
  • Dimensions: 9 x 6 x 0.5 inches
  • Shipping Weight: 0.71 pounds
  • Page Count: 238

Related Categories

You May Also Like...

    1

BAM Customer Reviews