{
"item_title" : "እ",
"item_author" : [" ኣብርሃም "],
"item_description" : "እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽቦ ኢኻ።",
"item_img_path" : "https://covers2.booksamillion.com/covers/bam/1/77/809/722/1778097227_b.jpg",
"price_data" : {
"retail_price" : "29.99", "online_price" : "29.99", "our_price" : "29.99", "club_price" : "29.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : ""
}
}
Overview
እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት የሱስን ትንሳኤን ይጣበቕ፡ ንሽግር ስቓይ ምላሽ ይህብ፡ ሃይማኖታዊ ተዛምዶነት ከም ዘይሰርሕ ድማ የርኢ። ንእግረ-መገዱ ድማ ንጽውዓ ኣምላኽ ብምስዓቡ ዛንታኡ የካፍል። እዚኣ ብሰፊሕ፡ ንክርስትያናዊ እምነት ብኸመይ ከም ትከላኸል ብምርኣይ ብምሉእ ምርዳእ ብዛዕባ እምነት ዝርርባት ንምምዕባል፡ ቀጥታውን ህዱእን መርትዖታት ንኽትጥቀም እተዕጥቕ መጽሓፍ እያ። እንታይ ከም ትኣምን ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ትኣምንኖ ስለምንታይ ከም ትኣምኖ፡ ንሓቂ ክትከላኸል እተዳለኻ ምዃን ድማ ንሓዋሩ ህይወት ክልውጥ ዝኽእል ሓይሊ ዘለዋ ዀይና ክትረኽቦ ኢኻ።
This item is Non-Returnable
Customers Also Bought
Details
- ISBN-13: 9781778097225
- ISBN-10: 1778097227
- Publisher: Lulu Press
- Publish Date: June 2022
- Dimensions: 11 x 8.5 x 0.42 inches
- Shipping Weight: 1.03 pounds
- Page Count: 196
Related Categories
