{
"item_title" : "ድ",
"item_author" : [" ምሉ ሓጎስ "],
"item_description" : "እዛ መጽሓፍ እዚኣ ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት ዝዕድሚኦም ቖልዑ ስነ-ስርዓት (Self-discipline) ንኸማዕብሉ ንምሕጋዝ ዝተዳለወት እያ- እዚ ድማ ንመላእ ህይወቶም ዝዕውት መሰረታዊ ክእለት እዩ። ብውህደት ግብራዊ ልምድታት፡ ጥዑይ ባህርያት ንምህናጽ ምልምማድን መንፈሳዊ መምርሕን ኣቢሎም፡ ቖልዑ ከመይ ጌሮም ቅኑዕ (ጥበባዊ) ምርጫታት ከም ዝገብሩ ትሕግዝ። ከምኡ ኸኣ ስምዒታቶም ከመይ ከም ዝቘጻጸሩን ኣወንታዊ ልምድታት ከም ዝሃንጹን ክመሃሩ እዮም። እቲ ሰሙናዊ ትምህርቲ ኣብ ክርስትያናዊ ክብርታት ዝተሰረተ ኮይኑ፡ ስድራቤታት ንኽልቲኦም ንኣምላኽን ንፍሉይ ዓቕሚ ናይቲ ቕልዑን ብዘኽብር መንገዲ ዕብየት ንምሕብሓብ ዝሕግዙ መሳርሒታት ትህብ።ዕላማታት እዛ መጽሓፍ፤ቖልዑ ተግሳጽ (ስነ-ስርዓት) እንታይ ምዃኑን፡ ስለምንታይ ኣገዳሲ ምዃኑን ንኽርድኡ ምሕጋዝ።ኣወንታዊ ልምዲታት ምኽታል፣ ምስማዕን ዕማማት ምውዳእን ዝኣመሰሉ መሰረታዊ ልምድታት ምህናጽ።ስምዒታዊ ውሳኔታት ምቁጽጻር፡ ትዕግስቲ፡ ሓላፍነትን ምክብባርን ምምዕባል።ብዛዕባ ርእሰ-ምግታእን ተኣዛዝነትን ዚምልከት ምስ ዕድመ ዚሰማማዕ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ መንፈሳዊ መሰረት ምንባብ።",
"item_img_path" : "https://covers1.booksamillion.com/covers/bam/9/79/828/530/9798285308072_b.jpg",
"price_data" : {
"retail_price" : "9.99", "online_price" : "9.99", "our_price" : "9.99", "club_price" : "9.99", "savings_pct" : "0", "savings_amt" : "0.00", "club_savings_pct" : "0", "club_savings_amt" : "0.00", "discount_pct" : "10", "store_price" : ""
}
}
Overview
እዛ መጽሓፍ እዚኣ ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት ዝዕድሚኦም ቖልዑ ስነ-ስርዓት (Self-discipline) ንኸማዕብሉ ንምሕጋዝ ዝተዳለወት እያ- እዚ ድማ ንመላእ ህይወቶም ዝዕውት መሰረታዊ ክእለት እዩ። ብውህደት ግብራዊ ልምድታት፡ ጥዑይ ባህርያት ንምህናጽ ምልምማድን መንፈሳዊ መምርሕን ኣቢሎም፡ ቖልዑ ከመይ ጌሮም ቅኑዕ (ጥበባዊ) ምርጫታት ከም ዝገብሩ ትሕግዝ። ከምኡ ኸኣ ስምዒታቶም ከመይ ከም ዝቘጻጸሩን ኣወንታዊ ልምድታት ከም ዝሃንጹን ክመሃሩ እዮም። እቲ ሰሙናዊ ትምህርቲ ኣብ ክርስትያናዊ ክብርታት ዝተሰረተ ኮይኑ፡ ስድራቤታት ንኽልቲኦም ንኣምላኽን ንፍሉይ ዓቕሚ ናይቲ ቕልዑን ብዘኽብር መንገዲ ዕብየት ንምሕብሓብ ዝሕግዙ መሳርሒታት ትህብ።
ዕላማታት እዛ መጽሓፍ፤
- ቖልዑ ተግሳጽ (ስነ-ስርዓት) እንታይ ምዃኑን፡ ስለምንታይ ኣገዳሲ ምዃኑን ንኽርድኡ ምሕጋዝ።
- ኣወንታዊ ልምዲታት ምኽታል፣ ምስማዕን ዕማማት ምውዳእን ዝኣመሰሉ መሰረታዊ ልምድታት ምህናጽ።
- ስምዒታዊ ውሳኔታት ምቁጽጻር፡ ትዕግስቲ፡ ሓላፍነትን ምክብባርን ምምዕባል።
- ብዛዕባ ርእሰ-ምግታእን ተኣዛዝነትን ዚምልከት ምስ ዕድመ ዚሰማማዕ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ መንፈሳዊ መሰረት ምንባብ።
This item is Non-Returnable
Customers Also Bought
Details
- ISBN-13: 9798285308072
- ISBN-10: 9798285308072
- Publisher: Independently Published
- Publish Date: May 2025
- Dimensions: 9 x 6 x 0.2 inches
- Shipping Weight: 0.27 pounds
- Page Count: 82
Related Categories
